Vg1, Vg2 ከምኡውን Vg3 እንታይ እዮም?
Vg1ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ እዩ' | |
ጠቕላላ መጽናዕትታታ | ሞያዊ |
|
|
Vg2At Vg2 ካብ ኣብ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ዝርከቡ ናይ ፕሮግራም ቦታታት መንጎ ትመርፁ Vg1. | |
ጠቕላላ መጽናዕትታታ | ሞያዊ |
|
|
Vg3 / ናይ ድርጅታት ስልጠናVg3 ዝህነፅ Vg2 ኣብ ዝተሳተፍኩሙሉ፣አምኡ እውን እቲ ፕሮግራም ኣብ ቤት ትምህርቲ ወይ ኣብ ድርጅት እዩ ዝካየድ' | |
ጠቕላላ መጽናዕትታታ | ሞያዊ |
|
|
ናይ እቲ ላዕለወይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲን ስልጠናን ቅርፂ ኣብ ናይ ካርታ ቁልፊ ይቐርብ'
- ብጫ: እቲ ትምህርቲ ኣብ ትምህረቲ ቤት ይካየድ
- ቆፃል: እቲ ትምህርቲ ኣብ ድርጅታት ይካየድ
- ሰመያዊ: እዚ ትምህርቲ ተወዲኡን ሓሊፉን ከምኡ እውን ናብ ዝለዓለ ትምህርተን ናይ ስራሕ ምዝገባን ናይ ምኻድ ብቕዓት ኣለኩምን
10ይ ክፍሊ
Velg kursretning
- Studieforberedende
- Yrkesfaglig
ሓፈሻዊ ፅንዓታትናብ ናይ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ምስክር ወረቐት
ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ደረጃ 1 ኣብ ቤት ትምህርቲ
ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ደረጃ 2 ኣብ ቤት ትምህርቲ
ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ደረጃ 3 ኣብ ቤት ትምህርቲ
ኣብ ኮሌጅ/ዩኒቨርሲቲ ዝለዓለ ትምህርቲ
ንናይ ሓፈሻዊ ናይ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ምስክር ወረቐት ተወሳኺ ፕሮግራም
ናይ ሞያ ትምህርቲናብ ናይ ሞያ ብቅዓት (ብመሸጣ ወይ ናይ ጉዕዞ ምሰክር ወረቐትን ብዘይክኡን)
ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ደረጃ 1 ኣብ ቤት ትምህርቲ
ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ደረጃ 2 ኣብ ቤት ትምህርቲ
Velg VG3 retning
-
ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ደረጃ 3 ኣብ ቤት ትምህርቲ
-
ንናይ ሓፈሻዊ ናይ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ምስክር ወረቐት ተወሳኺ ፕሮግራም
-
ናይ ስልጠና ግልጋሎት ኣብ እቲ ናይ ስልጠና ቦታ
ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ደረጃ 3 ኣብ ቤት ትምህርቲ
ንናይ ሓፈሻዊ ናይ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ምስክር ወረቐት ተወሳኺ ፕሮግራም
ናይ ስልጠና ግልጋሎት ኣብ እቲ ናይ ስልጠና ቦታ
ሞያን ናይ ስራሕ ቆፀራን ሳልሰይ ብርኪ ናይ ሞያ ትመህርቲ
1ይ ዓመት
2ይ ዓመት
3ይ ዓመት
4ይ ዓመት
Ingen fylker har tilleggsinformasjon til dette punktet