ሓደ ፍሉይ ትምህርቲ ምረጽ
እዚ ትመሃሩ
ብናይ ትምህርቲ ምርጫኹም መሰረት :- ሒሳብን ካልኦት ናይ ተፈጥሮ ሳይንስን
- ምምሕዳርን ስነ ቁጠባን
- ታሪኽ፣ ፖለቲካን ስነ ኣእምሮን
- ቌንቌ
- ካልኦት ክልስ ሓሳባዊ ትምህርቲ
ክትኾን ዘለካ
- ክልስ ሓሳባዊ ትምህርቲ ንምምሃር ድልየት ዘለዎ
- ሕብረት፣ ቱሉምን ነቲ ትልሚ ተገዛኣይ ሙኻንን
- ኣብ ፅሑፍን ሒሳብን ድልየት ዘለዎም
- ኣብ ባህልን ማሕበራዊ ጉዳያት ድልየት ዘለዎ
የሳኽዑ
- ሓፈሻዊ ናይ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ሰርተፊኬትን ዝተወሰደ ላዕለዋይ ትምህርቲ
ዝላዓለ ትምህርቲ እንተወሲድኩም፣ ትኽእሉ ኢኹም፣ ካብ ካልኦት
- ነርስ፣ ዶክተር ወይ ናይ እንስሳት ሓኪም
- ኢንጅነር፣ ናይ ሕጊ ሙሁርን ናይ ስነ ቁጠባ ምሁሩን
- መምህር፣ ናይ ስነ ኣእምሮ ምሁር ወይ ስራሕ መካየዲ
ንኻሊእ ሞያ ትምህርቲ ምውሳድ ይካኣል እዩ ብሓፈሻዊ ናይ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ሰርተፊኬትን ናብ ዝተፈላለዩ ዩኒቨርሲታት ኮነ ኮሌጅ ምምልካት ይካኣል እዩ።
ምናልባት ናይ ስራሕ ቦታ
- ሆስፒታል፣ ፍርድ ቤት፣ ፖሊስ ጣብያ ወይ ናይ መዘጋጃቤት ምምሕዳር
- ጠበቓ፣ መማኸርቲ ወይ ናይ እንጂነሪንግ ድርጅታት ;
- መዋእለ ህፃናት፣ ትምህርትቤታት ወይ ዩኒቨርሲቲታት
ናብ ዝለዓለ ትምህርቲ መእተዊ
.ብሓፈሻዊ ናይ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ሰርተፊኬትን ናብ ዝተፈላለዩ ዩኒቨርሲታት ኮነ ኮሌጅ ምምልካት ይካኣል እዩ። ነገር ግን ሓደሓደ ትምህርትታት ፍሉይ ናይ ምቅባል ጠለባት የድልዮ እዩ።
- መእተዊ ፈተና: ናይ ወተደራዊ ሓይልን ናይ ነርወይ ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኣካለዊ መመዘንታት ኣለውዎም። ናይ ስፖርትን ኣካለዊ ምንቅስቃስን ትምህርቲ እንድሕር ወሲድኩም ናይ ኣካለዊ ምንቅስቃስ ፈተና ንምውሳድ ጽቡቕ መሰረት ይህልወኩም።
- ናይ ሳይንስ መምዘኒታት : ሓደ ሓደ ትምህርትታት ዝተወሰነ ናይ ሳይንስ ፍልጠት ክትሕዝ ይሓቱኻ እዮም። ንኣብነት ከም ኢንጅነሪንግ፣ ሳይንስን ናይ ሕክምና ትምህርትታትን። ኣብዚ ዝስዕብ ንዩኒቨርሲቲን ኮሌጅን ናይ መእተዊ መመዘኒታት ሓበሬታ ክረኽቡ እዮም samordnaopptak.no። ኣብ ሓደሓደ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ኩሎም ዘድልይዎም ሳይንሳት ንምስታፍ ግዜ ምርካብ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል። ኣብ ሓፈሻዊ ትምህርቲታት ምስ ተፈጥሮኣዊ ሳይንስን ሒሳብን ፍለይ ትምህርቲ Vg2 ከምኡውን Vg3 እንተወሲዶም፣ እቲ ዘድልዮም ሳይንስ ናይ ምውሳድ ዓብዪ ዕድል ይህልዎም።
Valg av fag i utdanningsprogram for studiespesialisering
- Tar du realfag eller språk, samfunnsfag og økonomi, velger du to programfag på Vg2 som du må videreføre på Vg3. Dette kalles fordypning. Disse programfagene må være fra programområdet ditt.
- Du skal velge to programfag til, ett på Vg2 og ett på Vg3. Disse kan være fra programområdet ditt eller fra et annet programområde i studieforberedende utdanningsprogram (for eksempel realfag eller fremmedspråk). Du trenger ikke videreføre valgfrie programfag på neste trinn.
- Hadde du ikke fremmedspråk på ungdomstrinnet? Da må du ta fremmedspråk som fellesfag på Vg3 istedenfor det siste programfaget på Vg3.
- Det er spesielle regler for valg av fag hvis du velger matematikk R1/S1 som programfag på Vg2.
- Det er opp til skolen din hvilke programfag som tilbys.
- Har du spesielle framtidsdrømmer? Da bør du sjekke opptakskravene til studiene, før du velger fag.
- Programfag i fremmedspråk og realfag gir tilleggspoeng ved opptak til høyere utdanning.
Kunst, design og arkitektur
- Utdanningsprogram for kunst, design og arkitektur erstatter studiespesialisering med formgivingsfag fra høsten 2016.
- Elever som begynte på studiespesialisering (med eller uten formgivingsfag) høsten 2015 eller tidligere, følger gammel ordning.