ዝተመሃርካዮ
- ናይ ኢደጥበብ ክእለታት
- ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ናውትታት
- ብዛዕባ ቀጻልነት ዘለዎ ዲዛይን ከምኡድማ ናይ ፍርያት ምዕባለ
- ብዛዕባ ንድፍታትን ብሉፕሪንት ምፍራይን
- ኢደጥበባትን ታሪኽ ባህልን
ክኾኑዎ ዘለዎም
- በእዳውካ ምስራሕ ዘብህገካ
- ነገራት ዲዛይን ምግባርን ምስራሕን ዘብህገካ
- ልክዕን ዘይሕለልን
ክትኮኖ ትኽእል
- ሰራሕ ሰዓት፣ ሰራሕ ወርቂ ወይድማ ሰራሕ ብሩር
- ሰራሕ ክዳን፣ ኣልባሳት ሰራሒ፣ ናይ ሃገራዊ ፍሉይ ኣልባሳት ሰራሒ
- ሰራሕ-ከብሒ፣ ጸራቢ ዕንጨት ወይድማ ኦርጋን ሰራሒ
- ሰራሕ ካይላ፣ ሰራሕ ጫማ ወይድማ ሓጓዳይ
ኩሎም ሞያታትን ብቕዓታትን ረአዩ
ናይ ስራሕ ቦታ
- ናይ ዲዛይንን ኣኢደጥበብን ትካላት
- ናይ ሰራሕ ክዳን ድኳን
- ትያተር ወይድማ ኦፔራ
- ናይ ባዕልኻ ትካል
ዝለዓለ ትምህርቲ
ሞያዊ ትምህርትን ስልጠናን ሞያዊ ዓቕሚ ንምዕባይ ይጠቅም (ዋላውን ናይ ንግዲ ፍቓድ ወይ ሰርቲፊኬት እንተዘይብልኩም). ሞያዊ ትምህርቲን ስልጠናን ምስ ወድኡ ስራሕ ወይ ዝለዓለ ትምህርቲ ክጅምሩ ይኽእሉ:
- ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ናይ ሞያ ኮሌጅ ዝለዓለ ትምህርቲ ክወስዱ ይኽእሉ። A ሳልሳይ ብርኪ ናይ ሞያ ትምህርቲ ሓጸርቲ ናይ ሞያ ስልጠናታት ማለት ቅድሚ ሕጂ ናይ ሞያ ትምህርትን ስልጠናን ንዝወሰዱ ዝወሃብ እዩ::
- ክወስድዎ ዝኽእሉ Vg3 ናይ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ተወሳኺ ፕሮግራም
– ድሕሪ Vg2 ወይ
– ሞያዊ ብቕዓት ምስ ጨበጡ።
ኣብ ኮሌጅ ወይ ዩኒቨርሲቲ ዝለዓለ ትምህርቲ ናይ ምውሳድ ዕድል ሽዑ ክህልዎም እዩ። ሓደሓደ ናይ መጽናዕቲ ፕሮግራማት፣ ንኣብነት ከም ኢንጅነሪንግ፣ ሳይንስን ናይ ሕክምና ትምህርቲታትን ዝተወሰኑ ናይ ሳይንስ ትምህርቲታት ክህልዎም ከምዘገድዱ ይዘክሩ - ናብ ዝለዓለ ትምህርቲ መእተዊ ድሕሪ ናይ መጀመርያ ኮርስ ወይ ብ Y- path ክምዝገቡ ይኽእሉ፣ እዚ ናብ ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ ዝወስድ መንገዲ እዩ። እቲ Y- path ንተዛማዲ ሞያዊ ልምዲ ዘለዎም ዝተሓሰበ እዩ. Preliminary courses and the Y-pathብበዝሒ ንሳይንስን ኢንጅነሪንግ ትምህርቲታትን ዘገልግል እዩ።