ከመይ ኢኻ አመልኪትካ?



vigo.no

vigo.no ናብ ላዕለዋይ ካልአይ ብርኪን ናይ ተግባር ግዜ ንምግምጋምን እተመልክት እንተኾይናካ ድሕረ ገፅ እዚ እዩ' ብዙሕ ዘይፅግዕተኛታት ቤት ትምህርቲ (ናይ ውልቀ ላዕለዋይ ካልአይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ) መመልከቻኻ ብቐጥታ ናብ ትምህርትቤት ድዩ'

  • እተዉ vigo.no with MinID. ብድሕሪኡ ናይ ፒን ሚስጥር ዝሓዘ ደብዳቤ ኣብቲ ዝልጠፍ ከመፀልኩም እዩ'
  • መመልከቻኻ ኣመዝግብ'
  • ደረሰኝ ናይ መመልከቻኻ ፕሪንት ገይርካ ምሓዝካ ኣይትረስዕ'
  • ክሳብ ናይ መመልከቲ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ዝኣክል (ለካቲት 1 ወይ ድማ መጋቢት 1) መመልከቻኻ ክንዲ ዝደለኻዮ እዋን ክትቅይር ትኽእል ኢኻ'
  • ኣድራሻ ይኹን ናይ ሞባይል ስልኪ ቁፅሪ ምቕያር ይካኣል እዩ vigo.no ቅድሚ ሓምለ (ኣበ መብዛሕተአን ሃገራት)' ድሕሪ እዚ መዓልቲ ንናይ ቅበላ ቢሮ ክተፍልጡ ትኽእሉ'

ሚን ኣይዲ ማላት እንታይ ማለት እዩ?

ሚን ኣይዲ ማለት ሓደ ካብቶም ኣርባዕተ ናይ ኤሌክትሮኒክ መለለይ ኮይኑ ናብ ኢንተርኔት ወይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምእታው ዘገልግል እዩ (ካብኣቶመ vigo.no)'

Velg fylket ditt!

Disse fylkene har tilleggsinformasjon til dette punktet: