ናይ መመልከቲ መወዳእታ መዓልቲ



መጋቢት ናብ ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ንዘመልክቱ ኣመልከቲ ናይ መወዳአታ መመልከቲ መዓልቲ እዩ'

ለካቲት 1 ናይ ምምልካት መወዳእታ መዓልቲ እዩ፥ ዝተፈለየ ድልየት እንተሃሊኩም'

ክሳብ ለካቲት 1 ምምልካት ይኽእሉ እዮም'

  • ብዛዕባ ፍሉይ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ናይ ውልቀ ውሳነ ይሃልዎም'
  • እተመልክቶ ብፍሉይ መሰል ድዩ ወይስ ናይ ውልቀ ጉዳይ'
  • ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ኖርወይ ኣትየ'

ም ልከታ ንፉሉይመሰል

ምናልባት ብጉጅለ ነዘመልክቱ ቀዳምነት ዝወሃቦ መመልከቻ ን ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምእታው'

ንዓኹም ይምልከት

  • ፍሉይ ድሌት ንዘለኩም ትምህርቲ ንፉሉይ ድሌት ዝተፈቐደ እዩ እዚ ማለት ትምህርትኹም ንምጥንቓቕ ዝተወሰነ ናይ ትምህረቲ ፕሮግራማት ክትወስዱ ይግባእ'
  • ብጣዕሚ ዝወረደ ናይ ስራሕ ክእለትን ናይ ልምምደ ድልየትን'
  • ብናይ ምልክት ቋንቋ ዝወሃቡ ትምህርትታት ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም'

መመልከቲ ንውልቀ ኣቀባብላ

መመልከኹምውልቀ ኣቀባብላ, ብዘይ ውፅኢት እንተኾይንካ'
  • ኣብ ቀዳማይ ብርክን ታሕተዋይ ካልኣይ ብረኪ ቤት ትምህርቲ ከምኡ እውን ኣብ ዝተሓቱ ደረጃታት ክፍሊ ዳርጋ ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ዓይነታት ትምህረቲ ፍሉይ ትምህርቲ ረኺብካ ትፈልጥ'
  • ኣብ ቀዳማይ ብርክን ታሕተዋይ ካልኣይ ብረኪ ቤት ትምህርቲ ከምኡ እውን ኣብ ዝተሓቱ ደረጃታት ክፍሊ ዳርጋ ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ዓይነታት ትምህረቲ ቋንቋኻ ኣጠናኺርካ ትፈልጥ'
  • ፍሉይ ናይ ውልቀ ክንክን ክግበር ይግባእ ብፍላይ ድማ ብምኽንያት ክብደት'

ካብ እተመልክቶም ሰለስተ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ናብ ሓዲኡ ክትኣቱ

Velg fylket ditt!

Disse fylkene har tilleggsinformasjon til dette punktet: