ን ወለድቲ/ሓብሓብቲ
ወዶም ወይ ጓሎም ናይ ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ናይ ምምራፅ ዓብዪ ፈተና ይፅበዮም' ወለዲ ብዛዕባ ደቆም እንታይ ከም ዝኾኑ ክሓስቡ ይኽእሉ - ነገር ግን እቶም ወጣታት ዘለዉ መማረፂታት ፈቲሾም ናይ መፃኢ ድልየቶምን ትምኒቶም መሰረት ብምግባር ግላዊ ምርጫኦም ክመርፁ ኣለዎም' ከም ወላዲ መዘራርብቱን ወሃቢ ምኽሩን ናይ ምዃን ሓላፍነት አለኩም' ብዝሓሸ መንገዲ የኣናእሽተይኩም ንምሕጋዝ፣ ብዛዕባ ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ዘለዉ ሓበሬታታት ብጥንቃቐ ክተንብቡ ኣለኩም'
Velg fylket ditt!
Disse fylkene har tilleggsinformasjon til dette punktet: