ናይ ብቁፅሪ ትሑታት ዝኾንኩም ናይ ቌንቌ ፀገም ዘለኩም ተመዝገብቲ ሓበሬታ
ኣብ ኖርወይ ናይ ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲን ስልጠናን መሰል አለኩም እንድሕር
- እንተሃልይኩም'
- ዝተጠናቀቀ ናይ ኖርወይ መባእታዊን ታሕተዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲን ምስ ናይ ወፃኢ ሃገር ዝመፀ ተመሳሳላይ ተንኣሰ 9 ዓመት'
- ናይ ኖርወይ ሕጋዊ መንበሪ ፈቃድ'
- ብቁፅሪ ውሑዳት ዝኾኑ ህፃናት ቋንቋ ናብ ኖርወይ መባእታዊን ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ቤትን ንሓፂር እዋን ዝኸዱ ከምኡ እውን ናብ ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲን ስልጠናን ናይ ምስታፍ መሰል ዘለዎም'
- ኩሎም ናይ 10 ዓመት ዝወድኡ ህፃናት ምስክር ወረቀት ይቅበሉ ከምኡ እውን ናብ ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲን ስልጠናን ክምዝገቡ ይኽእሉ'
ናይ ቋንቋ ማሕለኻታት?
- ካልእ ኣፍ መፍትሒ ቋንቋ እንተሃልይኩምን ናይ ቌንቌ ፀገም እንተኣጋጢምኩምን ፍሉያት መሰላት ኣለዉኹም'
Velg fylket ditt!
Disse fylkene har tilleggsinformasjon til dette punktet: