መእተዊ ንላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርትን ስልጠናን


  • ካልኣይ ብርኪ ትምህርትን ስልጠናን እንታይ እዩ?
  • ናትካ መማረፅታት እንታይ እዮም?
  • ብዛዕባ ዝተፈላላዩ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት እንታይ ተማሂርካ?

ክትመርፆም ካብ እትኽእል መማረፅታት ኣፅንዑ ከምኡ እውን ክትግበር ዝኽእል ሕግታት ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርትን ስልጠናን ንምምራፅ ምናልባት ክቐለኩም ይኽእል እዩ

Ingen fylker har tilleggsinformasjon til dette punktet