ነቲ ወጣት ሓላፍነት ክስሞዓ ሓግዝዎ



ከም ወላዲ ትምህርቲን ስራሕን አብ መምራፅ እንትውን ንእቶም ቆልዑት ጠቓሚ መዛርብቲን መማኽርቶምን ኢኹም' ምናልባት ክተካፍልዎ እትደልዩ ናይ ትምህርቲ ተሞክሮ ወይ ኣብ ስራሕ ሂወት ዘጋጠመኩም ወይ ፍልጠት ክህልወኩም ይኽእል' ናይ እቶም ወጣታት ክእለት& ተሰጦ& ጠንካራ ጎኒን ድልየትን ከማኹም ዝፈልጥ የለን' ዋለ እንተኾነ ግን& ደቅኹም ወኪሎም ክመርፁ ኣይትኽእሉን'

ብኸምዚ እዩ ንደቅኹም ፅቡቕ መኻሪ እትኾኑ

ንደቆም ፅቡቕ መኻሪ ንምዃን& ነቲ ወጣት ናይ እቲ ኣትኩሮት ማእኸል ክትገብርዎም ኣለኩም ከምኡ ውን ብዛዕባ ትምህርቲን ስራሕን ብዝምልከት ንሓሳባቶምን ትምኒቶምን ብፅንታ ክትሰምዕዎ ኣለኩም' ኣብ ናይ መኻሪ ግደኹም ዝተወሰኑ ምኽሪታትን ፍንጨጠታትን እንሀውልኩም:

  • ብዛዕባ ኩነታቶም ንናይ ደቅኹም ሓሳባት ፅን ኢልኩም ስምዑ ከምኡ ውን ናይቶም ወጣታት ኣረኣእያ ኣኽብሩ'
  • ዝተፈላለዩ መማረፂታት ክጉብንዩ& ክሓስቡን ከስተንትኑነ ግዘ የብዎም'
  • ነቲ ወጣት ከም ዓርሱ ዝኽእልን ሓላፍነት ዝወስድን ገይርኩም ከም እትሪእዎ ንገርዎ'
  • ናይ ዓርስኹም ትፅቢታት ንድሕሪት ይበሉ'
  • እቲ ምርጫ ቀስ ኢሉ ክዓቢ ምእንታይ& ነቲ ዝርርብ ብኣጋ ጀምርዎ
  • ቀጥተኛ ዝኾነ ሕቶ ንምሕታት ኣይትፍርሑ ነገር ግን ነዚ ምርጫ እዚ ዝመረፀሉ ምኽንያት ስምዑ'
  • እቲ ናይ መወዳእታ ውሳነ ናይ እቲ ወጣት ሓላፍነት ይኹን'

ናይ ሓደ ሰብ ናይ ትምህርቲ መፃኢ ምውሳን ዓብዪ ነገር እዩ' ብዙሓት ህፃነትን ወለዲን እዚ ውሳነ ምውሳን ከም ከቢድ እየም ዝርእይዎ' እቲ ናይ መጀመርያ ውሳን ስሕተት ኾይኑ ተተረኺቡ ካልእ ምምራፅ ይከኣል እዩ re-selection.

Ingen fylker har tilleggsinformasjon til dette punktet