ፍሉይ ክትትል ን ናይ ቋንቋ ፀገም ዘለዎም
ናይ ቋንቋ ፀገም ከም ዘለዎም ሰባት ንኻልኦት መማረፅታት ክተመልክት ይግባእ'
- ካብ ሰለስተ ዓመት ንላዕሊ ኣብ ትምህርቲ ምጥቃም
ፍሉይ ቌንቌ ወይ ትምህርቲ ናይ ምምሃር ዕድል እንተሃሊካ ከባቢ ክልተ ዓመት ትምህርቲ ናይ ምምሃር ዕድል መሰል ኣለካ ማለት እዩ' - መእተዊ ዓመት ን ናይ ቋንቋ ፀገም ዘለዎም ኣመልከቲ(መእተዊ vg1)ቅድሚ ናብ ልሙድ vg1 ምምዝጋቦም
ሓደሓደ ካውንቲታ ቆዋሚ ላዕለዋይ ካልላይ ብርኪ ትምህርቲ ምጅማሮም ቅድሚ መእተዊ vg1 የቕርቡ። ክሳብ ናይ ሰለስተ ዓመት ትምህርቲ ዝኾነ ይኹን መሰልኩም ኣይትጥቐሙም። መእተዊ ኮርስ ኣብ ዝተፈላለዩ ምድባት ወይ ጉጅለታት ይወሃብ። - ናይ ወፃኢ ዝኾነ ቋንቋ ትምህርቲ ብ ናይ ዓድኹም ቋንቋ ምርመራ ንምትካእ
እዚ ናይ ወፃኢ ቋንቋታት ናይ ግዲን ኣብ ዝኾነሉ ፕሮግራማት ይትግበር። - ኣብ ናይ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ፕሮግራም ናይ ትምህርቲ ዓይነት ንምጥቃም ብኖርወያንን ኢንግሊሽን ትምህርቲ ምጥንኻር
እዚ ን 280ሰዓታት ዘገልግል ንሰለስልተ ዓመታት ክስፋሕፋሕ ዝኽእልን እዩ።
Velg fylket ditt!
Disse fylkene har tilleggsinformasjon til dette punktet: