ከመይ ኢኻ ትምልስ?
ናይ ከይዲ ቅበላ እንድሕር ተወዲኡ ብ መልእኽቲ ሞባይል ክፈልጡ እዮም (ኣብ ሓደሓደ ሃገራት ድማ ብ ኢሜይል)' እቶ vigo.no ብሚን ኣይዲ ኣብ ምንታይ ቦታ ከምዝተመደብናን ንምፍላጥን መልሲ ንምሃብን ወይ ድማ ኣም ዝርዝር መፅንሒ ንምፅናፅን ይጠቕመና'
- ናይ ቦታ ምደባ ኣቕርቦት ብናይ ፕሮግራም ምርጫኻ? እወ ኢልካ ክትምልስ ይግባእ' >ናይ ቦታ ምደባ ኣቕርቦት ኣብቶም ፕሮግራም ትሒቶም ዝርከቡ ዝርዝር'
- >ናይ ቦታ ምደባ ኣቕርቦት ኣብቶም ትሺቶም ዝርከቡ ፕሮግራም ምርጫኻን ኣብ ግዝያዊ መፅንሒ ዝርዝር ብዝመረፅካዮም ቅደም ሰዓብ ፕሮግራማት ንምዕባይ? ንኽልቲኦም ቀረባት እወ ክትብል ይግባእ' ነገር ግን ካብ ዝምረፅካዮም ዝርዝር ፕሮግራማት ዳሓር እንተዓቢኻ ኣቀዲምካ ዝተመደብካዮ ምደባ ይጠፍእ'
- ኣብ ዝርዝር መፅንሒ ንምፅናሕ ጥራሕ ዝቐረበ ? መልስኻ ኣይኮነን እንድሕ ኖይኑ ካብ ናየ ቅበላ መስርሕ ይውገዱ'
ናይ መመለሲ ናይ መወዳእታ መዓልቲ
- ንናይ ቦታ ምድብ ኣቕርቦት ምላሽ ክትህብ ይግባእ ድሕሪ ሓደ ሰሙን እቲ እቕርቦት ምቕባልካ'
- ኣብ ዝተፈቀደ መዓልቲ እንድሕር መልሲ ዘይሃብካ እቲ ዝተወሃበካ ኣቕርቦት ናይ ቦታ ወይ ደማ ዝሓዝካዮ ግዝያዊ መፅንሒ ዝርዝር ይጠፍእ'
- ኣቐዲሞም ክምዝገቡ ይክእሉ vigo.no.
Velg fylket ditt!
Disse fylkene har tilleggsinformasjon til dette punktet: