ቅድሚ ምምዝጋኩም ብዛዕባ እንታይ ክትሓስቡ ኣለኩም?



ናይ ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲን ስልጠናን መዓዝ ከምእትመርፁ& ዝተወሰነ ብዛዕባ እንታይ መማረፂ ከምዘለኩምን እንታይ ፀገማት ከጋጥምኹም ከም ዝኽእሉን ምሕሳብ እውን ፅቡቕ እዩ' ቅድሚ ምምዝጋብኩም ብዛዕባ እንታይ ክትሓስቡ ኣለኩም ምርጫኹም ከ ከመይ ገይሩ ንመፃኢኹም ክፀልዎ ይኽእል?

ኣብ ገዛ ትነብሩ ወይ ትወፁ?

እዚ ኣብ ገዛኹም ዝቐርብ ናይ ትምሀርቲ ፕሮግራም እትደልይዎ ፕሮግራም ድዩ ? እንተ ዘይኮይኑ ኣብ ናይ ነዊሕ እዋን ጉዕዞ ግዘ ከሕልፉ ፈቓደኛ ክትኾኑ ኣለኩም ወይ ካብ ገዝኦም ክርሕቑ ኣለኩም' ሓደ ሓደ ትምህርቲ ቤታት መደቀሲ ኣለኩም' ካብ ገዛ ናብ ትምህርቲ ቤት እትጓዓዙሉ ግዘ ልዕሊ ሰለስተ ሰዓት ብመዓልቲ እንተኾይኑ& ወይ ርሕቐቱ እንተንኢሱ 40 ኪሜ ኮይኑ& ናይ እቲ ግዝኣት ናይ ትምህርቲ ልቓሕ ፈንድ ናይ ገዛ ፍቓድ ክትቕበሉ ኣለኩም(Lånekassen.

ናይ መእተዊ ረቌሕታት እንታይ እዩም?

ናብ ሓደ ሓደ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ንምእታው ክኸብድ ይኽእል እዩ' መእተዊ ውፅኢት ካብ ዓመት ናብ ዓመት ይፈላለ እዩ ብምኽንያት በዝሒ ቁፅሪ አመልክት' ናብዞም ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ንምእታው ክንደይ ነጥቢ ከምዘድሊ መርምሩ፥ ግን ኣስታውሱ ካብ ዓመት ናብ ዓመት እቲ ነጥቢ ክቕየር ይኽእል እዩ'

ምርጫይ ጌጋ እንተኾይኑ ከምብሓዱሽ ክመርፅ ይኽእል ዶ?

ምናልባት እትምርፅዎ ምርጫ መፍርሒ ክመሰል ይኽእል እዩ' ምርጫኹም ጌጋ እንተኾይኑ ከምብሓዱሽ ሓሳብኩም ቐይርኩም ሓደ ግዜ ጥራሕ ክተስተኻኽሉ ትኽእሉ re-ምርጫ ሕልፊ ናይ ትምህርቲ ዓመት ይርከቡ' እዚ ማለት ሓደ ግዜ ጥራሕ ኢኹም ናይ ትምህርቲ ፕሮግራም ክትመርፁ ትኽእሉ'

ትምህርተይ ምስ ወዳእኹ ናይ ሰራሕ ምርካብ ዕድል ክንደየናይ እዩ?

ሰራሕተኛታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሰራሕ ናይምስራሕ ድልየቶም ካብ ዓመት ናብ ዓመት ይፈላለ እዩ' ሞያ ኮነ ስራሕ ክትመርፁ ከለኹም ከመይ ሕዚ ብቀሊሉ ሰራሕ ክረክብ ይኽእል ብምባል ክኾን የብሉን' ብተመሳሳሊ እቲ ጠቓሚ ነገር ባዕሎም ክመሃር ዝገበሩ ስራሕ ንምርካብ ጥራሕ ኢሎም ኣይኮነን' ክንድዝኽእልዎ ብዛዕባ እቲ ዝድለ ስራሕ ሓበሬታታት ይኣክቡ'

ቅድሚ ስራሕ ምጅማረይ ክንደይ ግዜ ክወስደለይ ይኽእል?

ካብ ዩኒቨርሲቲ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት መእተዊ ምስክር ወረቀት ከውህበኩም ዝኽእል ናይ ትምህርቲ ፕሮግራም እንድሕር መሪፅኩም ተወሳኺ ክልስ ሓሳባዊ ዓይነታት ትምህርቲ ንምውሳድ የተባበዐኩም እዩ' ሓፈሻዊ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማትን መፅናዕትን ብቐጥታ ናብ ሞያ ወይ ናብ ስራሕ ኣይወዳእኻን' እዚ ማለት ቅድሚ ናብ ሰራሕ ምእታውካ ብዙሕ ግዜ ይወስድ እዩ ማላት እዩ'

ብዛዕባ ስራሕ፥ ክፍሊትን ናይ ሰራሕ ቦታን ዝምልከት እንታይ ትፅቢት ክገብር?

ምናልባት ክገርመኩም ይኽእል ክኸውን ይኽእል ዶ «ኣቐዲምካ ምርካብ» ንዝተወሰነ ግዜ ኣብ ሰራሕ ምሰቶቆፀርኩም' ኣብቲ እትመርፅዎ ስራሕ ወይ ድማ ሞያ እንታይ ዓይነት ዕድላት ከምዘለው ፍለጡ' ኩሉ ሰብ ዝሐሽ ኣታዊን ምችው ናይ ሰራሕ ቦታን ክህልዎ ይደሊ ኣብ እትሰርሖ ስራሕ ዝህልወካ ስምዒት ኣብ ናይ ስራሕ ሂወትካ ምሕጋስን ዘይምሑጋስን ዓብይ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ'

ናይ ሰራሕ ሰዓታት ከመይ ከምዝኾነ ክትግምግሙ ይግባእ. ብዙሕ ጉዕዞ ኣለዎ ዶ? ኣብቲ እትደልዮ ስራሕ ወይ ሞያ ናይ ሽፍት ስርሕ ኩሉግዜ ኣሎ ዶ ? ንዕኡ ተዳሊኻ ዲኻ?

Ingen fylker har tilleggsinformasjon til dette punktet